{{getCustomField(training, 'vrijveldSamenvatting')}}
{{getCustomField(training, 'vrijveldReview1')}}
{{getCustomField(training, 'vrijveldReview2')}}
{{getCustomField(training, 'vrijveldReview3')}}
ብዛዕባ ኣድህቦ/ቆላሕታ ን ነፍሰ-ጾራት ኤርትራውያን ዝምልከት
ሰናይ ትምኒት እንዳተመነና እንቋዕ ሓጎሰኪ ንብል፡ ርሑስ ጥንሲ ይግበረልኪ!
ስለ’ዚ ኸኣ ኣብቲ ዝግበር ፍሉይ ርክብ ምስ ነፍሰ-ጾራት ኤርትራውያን ፡ ዕድመና ኣኽቢርኪ ንኽትርከቢ ብኽብሪ ንዕድመኪ።
ኣብ ሓንቲ ጉጅለ 5- ነፍሰ-ጾራት ኣንስቲ፣ ሓንቲ መሕረሲት/ ነርስ ን ክኢላ መንጎኛ ተዛራቢት ቋንቋ ትግርኛን ክህልዋ እየን። እቲ ንዘራረበሉ ኣርእስቲ ሓፈሻዊ ብዛዕባ ጥንስን ሕርስን ዝድህስስ ኮይኑ፡ ምስኡ ኣሰኒና ህርመት ልቢ ዕሸል ከመይ ኣሎ ክንሰምዕ፡ ከምኡ’ውን ዕቤት ዕሸል ንዝምልከት ከኣ መርመራን ክትትልን ክንገብር ኢና።
ቀንዲ ዕላማን ረብሓን ናይ’ዚ ርክብ ድማ፡ ነፍሲ ወከፍ ዘለዎ ኣፍልጦን ተሞክሮን ንምልውዋጥን ምስ ኣብ ከባቢና ንዘለዋ ደቂ-ኣንስትዮ ንምልላይን እዩ።
ብዛዕባ’ዚ ርክብ/ኣኼባ ብዝያዳ ኣብ ቀጻሊ ክንሕብረኪ ኢና፡ ብዛዕባኺ ዝምልከት ሓበሬታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይ `ክንክን ጥዕና መንእሰያት ብሓባር ንዕበ` ( JGZ: www.samenopgroeien.nu) ኣብ ዝርከብ፡ ኣብ ትሕቲ “ነፍሰ-ጾርን ናይ መጻኢ ወለድን” (Zwanger en anstaande ouders) ኣብ ዝብል ሓበሬታኺ መሊእኪ ስደድልና ክንድውለልኪ ኢና።
ብደሓን ምጺ!
Heb je interesse in deze cursus maar staat hieronder geen datum gepland, schrijf je dan in voor de wachtlijst.